Skip to content

aatoshem/Creating-A-Gmail-Account-Tigrigna

Folders and files

NameName
Last commit message
Last commit date

Latest commit

 

History

4 Commits
 
 
 
 

Repository files navigation

ሓዲሽ ጉግል ኣካውንት (ጂሜል) ምምዝጋብ

Step 1: Click this link Google Account

step1

Step 2: For myself ትብል ዝላ ንመርጽ

step1

Step 3:

  1. ኣብዚኣ ድም ሽምናን First Name ሽም ኣቦናን Last Name ንመልእ
  2. ኣብታ ትሕቲኣ ዘላ ድማ ኢሜልና ንመልእ (ኢሜልና ብኻልኦቶ ሰባት ቅድሚ ሕጂ ዘይተወስደ ክኸውን ኣለዎ)
  3. ኣብታ password ትብል ዘላ ድም ንሕና ትራሕ ክንፈጣ ዝግብኣና ፓስዎርድ ክልተ ግዜ ንመልእ

step1

Step 4: ኣብዚኣ ድማ ቁጽሪ ስልክና ንመልእ

step1

Step 5: ኣብታ ስልክና ዝተሰደትልና ሜሰጅ ኣላ ኣብዚኣ ንመልኣ

step1

Step 6:

  1. ኣብዝኣ ድም ዝተወልድናሉ ወርሒን ፡ ምዓልትን ፥ ዓመተ ምህረትን ንመልእ
  2. መሊእና ምስ ወዳእና ነታ Next ትብል ዘላ ንጥውቃ step1

Step 7: ኣብዚኣ ድማ ነታ Yes, I'm In ትብል ዘላ ንጥውቃ

step1

Step 8: ኣብዚኣ ድማ ንታሕቲ በታ ኣብ ጸግዒ የማና ዘላ ተሳሓቢት ንታሕቲ ነውርዳ ፥ ነታ I agree ትብል ዘላ ድማ ንጥውቃ

step1 step1

Step 9: ኣብዚኣ ድማ እታ Next ትብል ዘላ ንጥውቃ

step1

Step 10: ኣብዚኣ ድማ እታ OK ትብል ዘላ ንጥውቃ

step1

Step 11: እንኳዓ ኣሓጎሰኩም ኢሜልኩም ተዳሊይትልኩም ኣላ ሕጂ

step1

Step 12:

step1

Step 13: ብትግሪኛ ክንጽሕፍ እንተ ደሊና ኣብዚኣ ንጠውቅ Tigrigna Keyboard

እቲ ክንብሎ ዝደለና ጺሕፍና ምስ ወዳእናዮ COPY ንጥውቃ

step1

Step 14: ንምሳሌ

step1

Step 15: ኣብቲ ናትና ኢሜል ተመሊስና

ኣብቲ ማእክል ናይቲ ንሰዶ ኢሜል CTRL + V ኣብቲ ኪቦርድ ናትና ንጥውቅ

step1

Step 16: እታ ዝተሰደት ኢሜል ኣብቲ ናይቲ ዝስደድናሉ ስብ ኢሜል ክምዚ ኢሉ ይበጽሖ

step1

Step 17: ምስ ክፈቶ ድማ ከምዚ ይመስል

step1

About

Steps to create a Google Mailing Account in Tigrigna

Resources

Stars

Watchers

Forks

Releases

No releases published

Packages

No packages published